1A.1 መስርዕ ኣሰዃዅዓ ቃላት

ልምምድ ዝጎደለ ምምላእ

ነቲ ክፍቲ ቦታ ምልኣዮ። መልስኻ ቅንዑ ምኻኑ ንምርግጋጽ ከኣ «ኣረጋግጽ» ጠውቕ። ኣንፈት ንምርካብ ከኣ «መእንፈቲ» ክትጥውቕ ትኽእል ኢኻ።
ነዞም ቃላት፡ ግቡእ መስርዖም ብምትሓዛ፡ቅኑዕ ምሉእ-ሓሳብ መስርት። ምልክት ምሉእ ሓሳብን ሕቶን ምንባር ከኣ ኣይትረስዕ።

(Alex - Jeg - heter - .)
(heter - Hva - du - ?)