1B.1 መስርዕ ኣሰዃኹዓ ቃላት

ልምምድ ዝጎደለ ምምላእ

ነቲ ክፍቲ ቦታ ምልኣዮ። መልስኻ ቅንዑ ምኻኑ ንምርግጋጽ ከኣ «ኣረጋግጽ» ጠውቕ። ኣንፈት ንምርካብ ከኣ «መእንፈቲ» ክትጥውቕ ትኽእል ኢኻ።
ነዞም ቅላት ግቡእ መስርዖም ኣትሕዞም። ምልክት ምሉእ ሓሳብ ወይ ኣጋንኖ ምንባር ኣይትረስዕ!

(Jeg - Benjamin - heter - .)
(du - heter - Hva - ?)
(deg - Hyggelig - på - å - hilse - !)