1C.1 መስርዕ ኣሰዃኹዓ ቃላት

ልምምድ ዝጎደለ ምምላእ

ነቲ ክፍቲ ቦታ ምልኣዮ። መልስኻ ቅንዑ ምኻኑ ንምርግጋጽ ከኣ «ኣረጋግጽ» ጠውቕ። ኣንፈት ንምርካብ ከኣ «መእንፈቲ» ክትጥውቕ ትኽእል ኢኻ።
ነዞም ቃላት ግቡእ መስርዖም ኣትሕዞም። ምልክታት ምሉእ ሓሳብ፣ ሕቶ ወይ ኣጋንኖ ኣይትረስዕ!

(Jeg - norsk - er - .)
(er - Hva - du - ?)
(du - norsk - Er - ?)
(du - Anne - Heter - ?)