2D.3 ኣሉታ

ልምምድ ዝጎደለ ምምላእ

ነቲ ክፍቲ ቦታ ምልኣዮ። መልስኻ ቅንዑ ምኻኑ ንምርግጋጽ ከኣ «ኣረጋግጽ» ጠውቕ። ኣንፈት ንምርካብ ከኣ «መእንፈቲ» ክትጥውቕ ትኽእል ኢኻ።
ቃል ኣሉታ «ikke» ኣብቲ ተዋሂቡ ዘሎ ምሉእ ሓሳባት ምልኣዮ።
ኣብነት፡ Han heter Ola. Han heter IKKE Ola.

Dina er norsk..
Pappa venter på Dina..
Dina ser pappa..
Pappa klemmer Dina. .
Alex er trøtt. .
De kjører til Fjordvik..