LearnNoW
3D.2 ቃላት
ልምምድ መሰቀላዊ ቃላት
ኣብ'ቲ ርቦ መሳኹቲ ዘሎ ቁጽሪ ጠቂቕካ፤ ቃላት ኣእቱ። ቅድሚ «ኣረጋግጽ» ጠዊቕካ መልስኻ ቅኑዕ ምዃኑ ምርግጋጽ፤ ነቲ መስቀላዊ ቃላት ምልኣዮ።
ጋድም: |
| 1. | መዝሓሊት | | 5. | ናትካ፣ ናትኪ | | 6. | ምድጃ፣ እቶን | | 8. | ጐየየ | | 10. | ማኪና ጽዕነት | | 14. | ሓገዛ | | 15. | ኣብ ገዛ | | 16. | ኣቑሑ ቤት |
|
ታሕቲ: |
| 2. | መመርኰሲ ኢድ ዘለዎ ኩርሲ | | 3. | ከብሒ፣ ኣርማድዮ | | 4. | ቁርሲ | | 6. | ክሽነ | | 7. | መንበሪ ቤት | | 9. | ስእሊ | | 11. | ቤት መደቀሲ | | 12. | ዓራት | | 13. | መንደቕ |
|