4A.4 ቃላት
ልምምድ መሰቀላዊ ቃላት
ኣብ'ቲ ርቦ መሳኹቲ ዘሎ ቁጽሪ ጠቂቕካ፤ ቃላት ኣእቱ። ቅድሚ «ኣረጋግጽ» ጠዊቕካ መልስኻ ቅኑዕ ምዃኑ ምርግጋጽ፤ ነቲ መስቀላዊ ቃላት ምልኣዮ።
ጋድም: |
3. | ጐየየ | 4. | ኣልዓልለ፣ ሰፍሰፈ | 6. | ኣደ ዓባይ | 8. | ሶዳ | 11. | መቐበሊ ጓሻ ክፍሊ | 12. | ጀመረ |
|
ታሕቲ: |
1. | ናይ ቡን ጣውላ | 2. | ምሕቛፍ | 5. | ኣብ ቅድሚ፣ ኣብ ፊት | 7. | ኣቦሓጎ | 9. | ቆወመ፣ ደው በለ | 10. | ጀላቶ |
|