5D.2 ተንጸባራቒ ክንዲ ኣስማት

ልምምድ ዝጎደለ ምምላእ

ነቲ ክፍቲ ቦታ ምልኣዮ። መልስኻ ቅንዑ ምኻኑ ንምርግጋጽ ከኣ «ኣረጋግጽ» ጠውቕ። ኣንፈት ንምርካብ ከኣ «መእንፈቲ» ክትጥውቕ ትኽእል ኢኻ።
ቅኑዕ ተንጸባራቒ ክንዲ ኣስማት ኣእቱው።
ኣብነት፡ Dina koser SEG på rommet.

Jeg koser .
Du koser .
Han koser .
Hun koser .

Vi koser .
Dere koser .
De koser .