6C.3 ኣሰራርዓ ቃላት – E

ልምምድ ዝተሓዋወሰ ምሉእ-ሓሳብ

ቅኑዕ ምሉእ ሓሳብ ንምምስራት፡ነቶም ኣብ ትርብዒት ሰፊሮም ዘለዉ ቃላት ጠውቕ። ምልክታት ምሉእ ሓሳብ፣ ሕቶን ከምኡ ኣጋኖን ምንባር ኣይትረሰዕ! መልሲ ንምሃብ እንተ ደኣ ተሸጊርካ፡ናብ'ቲ ዝስዕብ ልክዕ ክፍሊ ንምስጋር «መእንፈቲ» ጠውቕ።