LearnNoW
9D.4 ቃላት
ልምምድ መሰቀላዊ ቃላት
ኣብ'ቲ ርቦ መሳኹቲ ዘሎ ቁጽሪ ጠቂቕካ፤ ቃላት ኣእቱ። ቅድሚ «ኣረጋግጽ» ጠዊቕካ መልስኻ ቅኑዕ ምዃኑ ምርግጋጽ፤ ነቲ መስቀላዊ ቃላት ምልኣዮ።
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
ኣረጋግጽ
ጋድም:
4.
ጋዜጠኛ
6.
ሰራሒ ጸጕሪ
7.
ሸያጢ
9.
ድሞዝ፣ ክፍሊት
10.
ኣሳሳዪ
ታሕቲ:
1.
ሰንካቲ
2.
ገፋፊ ዓሳ
3.
ትምህሪቲ፣ ምህሮ
5.
ሞያ
8.
ሓኪም
ጽቡቕ