10B.3 ምንጽጻር: ስሩዓትን ዘይስሩዓትን ቅጽላት

ልምምድ ዝጎደለ ምምላእ

ነቲ ክፍቲ ቦታ ምልኣዮ። መልስኻ ቅንዑ ምኻኑ ንምርግጋጽ ከኣ «ኣረጋግጽ» ጠውቕ። ኣንፈት ንምርካብ ከኣ «መእንፈቲ» ክትጥውቕ ትኽእል ኢኻ።
ኣብነት፡
lang LENGRELENGST
 
gammel
liten
god
interessant           
fin
stor
travel
ung
syk
moderne