LearnNoW
11D.4 ቃላት
ልምምድ መሰቀላዊ ቃላት
ኣብ'ቲ ርቦ መሳኹቲ ዘሎ ቁጽሪ ጠቂቕካ፤ ቃላት ኣእቱ። ቅድሚ «ኣረጋግጽ» ጠዊቕካ መልስኻ ቅኑዕ ምዃኑ ምርግጋጽ፤ ነቲ መስቀላዊ ቃላት ምልኣዮ።
ጋድም: |
3. | መእተዊ ወረቐት፣ ትኬት | 5. | ደስታ፣ ሓጐስ | 6. | ኣብ ዓሰርተታት ዕድመ ዘላ ጓል | 9. | ፖሊስ | 11. | ፈተሸ፣ ፈተነ | 12. | ዕድመ |
|
ታሕቲ: |
1. | ሓደረ | 2. | ዘይርጉጽ፣ ዘወላውል | 4. | ወጨጨ፣ ምቅጫጭ | 7. | ነጻ | 8. | መሓለ | 10. | ጽንጽንታ፣ ወረ፣ ድምጺ |
|