LearnNoW
12D.5 ቅላት፡ ምብዓል
ልምምድ መሰቀላዊ ቃላት
ኣብ'ቲ ርቦ መሳኹቲ ዘሎ ቁጽሪ ጠቂቕካ፤ ቃላት ኣእቱ። ቅድሚ «ኣረጋግጽ» ጠዊቕካ መልስኻ ቅኑዕ ምዃኑ ምርግጋጽ፤ ነቲ መስቀላዊ ቃላት ምልኣዮ።
ጋድም: |
2. | በረድ | 3. | ረሰዐ | 5. | ከፈተ | 8. | ህያብ | 9. | ሰኣሊት ማኪና | 11. | ጋሻ | 13. | ሳጹን | 14. | ሓው | 15. | ኣብዓለ፣ ጽንበለ |
|
ታሕቲ: |
1. | ተጻወተ | 2. | ሓማት | 4. | ውግዒ፣ ያታ | 6. | ጥቕሊል ደብዳቤ | 7. | መረጸ | 10. | ቤተ ክርስትያን | 12. | ምግጫው ዋንጫ፣ጽቡቕ ትምኒት ንምግላጽ |
|